ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 12-17/2012 ሰዓት 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s