ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ክልል ዝተመደበ መደበኛ ማለት እዉን AGDP በጀት ኣብ ጠብያ ራብያን ክልተ ኣብ ጠብያ ዉህደት ክልተ ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ ፓምፕ ናይ ትቦ መስመር ዝርገሐ ሲስተም ብተወሳኪ እዉን ኣብ ጣብያ ዉህደት ክልተ ገዛ ናይ ጀነሬተር ጎደጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናል :ፍልፍል ምዕባለ ቅብብሎሽ :ዘበናዊ ዳይቭርሽንን :ቼክ ዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳታትና 22 ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቃፍታ ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ናቤት ፅሕፈት ማይ መዓድን ኢነርጅን ናይ ማይ ሲስተም ምዝርጋሕ ኣብ ጣብያ ማይ ነብሪ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ ማይ መስተ ስትራክቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸ ካብ SDG ዝተመደበ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መስኖ ስትራክቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ