The Tigray Regional State,Water Resources Bureau invites bidders for procurement of Civil Works Construction, Supply and Installation of Pipes & fittings, Electro mechanical Equipment and Capacity Buildingዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ማእኮሎት ጎዳጉድን ቼክ ዳማትን ከስርሕ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት እቲ ወረድኡ ዘገልግል ናይ መስኖ ስተራክቸርን ፅሩይ ዝሰተ ማይን ደረጃ 8 ኣናእሽተይ ደቀቅቲ ትካላት :ጀነሬተር ንመብራህቲ ግልጋሎት ዝዉዕል :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈትን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ጠብያ ቀዳማይ ወያነ ቁሸት ዳንዴራ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብ ዘለዎ በጀት ዓሚቆ ጎድጎድ ንክካዓትን ስለዝደለየ ናይ ማይ ጎድጎድ ስራሕቲ ማለተ እወን water Well Drilling construction ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 6 ን ላዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2010 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ 2010 ዓ ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓትን ገጠርን ዝኮነ ብናይ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ምዕራፍ ክልተ ወይድማ GP 2 ዝተትሓዘ በጀት ኣብ ወረዳና ኣብ ዝረከባ ሰለስተ ጣብያታት ልምዓት ክልተ ሰለማ ሐደ ማይ ሸክ ሐደ ዝስርሓ አርባዕተ ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ዳይቨርሽን ንምስራሕን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላ ንምስራሕ ካዕቲ ማእከሎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ