ተዓፅዩ

ከምዝፍለጥ ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ይደሊ። በዚ መሰረት ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ መማላለሲ ዘግልግላ ኣውቶብሳት ብግልፂ ጨረታ ክንካረ ስለዝደለና ክትወዳደሩ እትደልዩ ትራንስፖርት ኩባኒያታት መካረይትን አቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ ኣማሊእኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ናይ መኪና ጎማን ባትርን፣ኣቅሑት ፅሬት፣ መጓዓዓዚ ደረቅ ፅዕነትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ