መቐለ ቤት ህንፀት ንሰራሕተኛታትን ንሕጊ ተሃነፅቲን ን2016 ዓም በዓል 45 ሰብ ትሕዝ ኣዉቶብስ መኪና ሰርቪስ ንምሃብ ምስ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።