ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2016 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 27, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓትቦታእንደርታናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,100.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።
ግልፂ ጨረታClosed ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት በዓል 12 ወንበር ብርኪ-1 ኣባዱላ ሚኒባስ በዝሒ 01 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት በዓል 12 ወንበር ብርኪ-1 ኣባዱላ ሚኒባስ በዝሒ 01 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ማይኒ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትዉዕል አገልግሎት ኪራይ መኪና አገልግልት ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ እዉን ንናይ ሆስፒታልና ዘለዋና ኣናሽተይ መካይን ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ከካሪን ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 26, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 26, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማይኒ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትዉዕል አገልግሎት ኪራይ መኪና አገልግልት ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ እዉን ንናይ ሆስፒታልና ዘለዋና ኣናሽተይ መካይን ፅገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ ከካሪን ክዕድግን ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-
ግልፂ ጨረታClosed ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብንዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብን
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መሳርሕታት ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ንከቅርብ ንገልፅ
ግልፂ ጨረታClosed መተሐባበሪ ቢሮ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሎካዊት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ዓዲግራት ንዝተፈለለዩ ናይ ሕበረተሰብ ተጠቀምቲ እታወት ዝባፃሕ ምግቢ ንምጎዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት መጎዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : መተሐባበሪ ቢሮ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሎካዊት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ዓዲግራት ንዝተፈለለዩ ናይ ሕበረተሰብ ተጠቀምቲ እታወት ዝባፃሕ ምግቢ ንምጎዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት መጎዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ