ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣገልግሎት እናሃባ ዝረከባ ተሽከርከርቲ መኻይን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ምፅጋን ካብ ስሩዕ በጀት ንፅገና ኣገልግሎት ዝውዕል ብምድብ ብምክፋል ምድብ1- ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፤ምድብ 2- ጎማ መኪና ፤ ምድብ 3- ዘይትን ግሪስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ናይ መኪና ፅገና : ግልጋሎት (ጋራጅ)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ናይ ሴክተራት መኪና መፀገኒ ገራዥ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s