ተዓፅዩ

ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 20000 : ናዉቲ ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክልን 15000 ቅርሺ : ናይ ማሽን ክራይ 120000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ