ማእከል ቤት ህንፃት ኣክሱም ኣብ በጃት 2012 ዓም ንሰራሕተኛታትን ተሃነፅትን ሕግን ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ክተማልኡ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።