ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ 45 መዓልቲ ደርሆ መዕበይ ቀለብ ናብ የጭላ አበርገለ ንምቅራምጉዓዝን ( Concentrated Feed With Transportatio cost to Yechila Woreda ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ ግልጋሎት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋድ ግልጋሎት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሮጊድ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቀጢን ዕንጨይቲ ፣ ናይ ቦጥ ማይ ፣ ናይ አስቤዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ስለዝደለየት ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ