ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑ: ጨርቃጨርቂ : ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ: ፅሕፈት መሳርሕን Dropin its ን ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ን ዋርድያታትን ፣ ፅሬትን፣ ዝኾውን ደንቢ ልብሲ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: መጉልሂ ድምፂ : ምንፃፍ : ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ስለዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስፒከር ፣ ምንፃፍ፣ ፅሬት ኣቁሑት ካብ ናይ ፕሮጀክት ዩኒስኮም ፕሮግራም ዩኒሴፍን በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መሬት ምንፃፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መጋረጃ ጨርቂ ምስ ኣክሰሰሪን መግጠሚኡን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ፍራሽን ትራኣስን ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒካ ንግስተ ሰባ ዓድዋ አብ 2018 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ንሓፀርቲ ስልጠና ዝዉዕል ዝተፈላለየ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮነክስ : ኣዉቶሞቲቭ ኣቅሑትን :ጋርመንት ሌዘር ኣቅሑትን ብክልል ብርኪ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ