ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ዓዘቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።