ተዓፅዩ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ጽሕፈት መሣርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መሳርሒ ፅሕፈት ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 15000 : ፈለሲ ተክሊ 15000 : ናይ ኣቅሑት ጀነሪተርን 5000 : ናይ ፋርጎ ማሽን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አገልግሎት ምሕደራ መሬት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት ናይ ቤት ፅሕፈት መጎዓዝያ ኢሉድማ ኣቅሑት ቢሮነ ገዛን ዕድጊት ን2016 በጀት ዓመተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ /: ንኣቅሑት ቢሮነ ገዛን 20000 / ዒስራን ሽሕ ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ