ኮሌጅ ራማ ኣብ በጅት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጅት ንግልጋሎት ምምሃርን ምስትምሃርን ዝውዕል ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራማ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።