ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ህንፃ መሳርሒ :መሳርሒ ሓፂን መፂን :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን : መለዋወጢ መኪናን : መለዋወጢ ሳይክል ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ብ2017 ዓም በጀት ዓመት በቤት መዘጋጃ ዝከዉን መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዛላ አንበሳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልን ቆፀርትን ካልኦት ንናይ መስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲን ቼድፒኦ ትፖ መገጣጠሚን ኣቅሑት :መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ኢድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣጋኣዚ ዓዲግራት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ህንፃ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ክወዳደር ስዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ኤሌክትሪክን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ዕዳጋ ዓርቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ሞተርሳይካላትን : መሳርሒታት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ዓርቢ ተወሳኺ ኣንብብ