ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 8:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓብይ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ን2018 ዓም ናይ ማይ ትቦታታትን መገጣጠምን : ናይ ማይ ቆፀርቲ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓን : ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑ: ጨርቃጨርቂ : ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ: ፅሕፈት መሳርሕን Dropin its ን ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2018 ዓ/ም ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጥም ፣ ናይ ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማመኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ግብርናን ኮንትራክሽንን መሳርሒ ኣቑሑት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪንናይ ፅሬት ኣቁሑትኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ