ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ ∙ም መቀያየሪ ኣቁሑት ፣ናይ መካይን ጎማ ፣ሃላቂ መሳረሒ ፅሕፈት ኣናእሽተይ መሳርሕን ተዛመድትን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሰቲት ሑመራ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።