ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፍት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ወፃኢ ፈርኒቸራትን ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከፀግንን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መረብ ለኸ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።