በቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ዝርዝር ፅሕፈት መሳርሒ ንቤት ፅሕፈታት ወ/ከ/አዉላዕሎ ግልገሎት ዝወዕል ክንገዝእ ስለ ዝደለና እትሸጥሉ ዋጋ ምስ መጓዓዐዝኡን ሓዊሱ መላእኩም ንክትህቡና ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።