ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ ናይ ቆፃርን ፕላስቲክ ትቦን ካልኦት ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ሎት 2ፅሬት ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 4 ናይ ኤለክትሮኒክስ ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትንንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣላማጣ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።