- ህንፃ መሳረሒ
- ፅሐፈት መሳረሒ
- ኤሌክትሪክሲቲን
ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግብአኩም ረቆሒ
- ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነኩም::
- ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ :Â መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን መረዳእታ ዘለኩም::
- መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳረሒ ን ኤሌክትሪክስቲን ንሕድሕዶም 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ / ንህንፃ መሳርሒ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ / ድማ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ እትክእሉ
- Â ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተÂ መዓለቲ ናብ ኮሌጀና ንብረት ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፈሊ ብናይ ባዕልኹምÂ ትራንስፖርት ምቐራብ እትኽእሉ::
- ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ 50.00 / ሓምሳ ብር/ ዘይምለስÂ እናኸፈለኩም ኩሉ ሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 14/2/09 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/02/09 ዓ/ም ካብ ኮሌጀና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩ ትኽአሉ::
- እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 28/02/09 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊÂ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይኸፈት::
- ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክትትሕዙÂ ይግባእ::
- ብባህሪኦም ዉሕስና ንዘድልዩም ንብረታት ካብ ሐደ ዓመት ንላዕሊ ዉሕስና ንምሃብ ፍቐደኛ ዝኾንኩም
- ኮሌጀና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348510749 0345510026 0345510028Â
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
- ኮንስትራክሽን (1060)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
- ሕርሻ (534)
- ህንፃ መሳርሒ (7225)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
- ምምካር (182)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
- ምግብን መስተን (524)
- እግድ (43)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
- ፈርኒቸር (1301)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (267)
- ናገዛ ኣቁሑት (94)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
- መሬትን ሊዝን (60)
- ፅገና (835)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1666)
- ስራሕቲ ምልላይ (84)
- ክራይ (748)
- መሸጣ (1207)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
s