ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፕሪፓራቶሪ መፅሓፍቲ :ንቤተ ፈተና ዘገልግሉ ኬሚካላትን ማተሪያላትን :መሳርሕታት ቴክኒካል ድሮዊንግ :ናዉቲ ስፖርት :መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ ማለትዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት ፡ጨርቃ ጨርቂ ፡መሳርሒ ዕሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ ስፔር ኣቁሑት :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይመኪና ሃለቅቲ ንብረት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት አወዳዲርና ክንገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡን ክትሰርሑን እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል ህንፃ መሳርሒ :ፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት :ዉፅኢት ማዕድንብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንኣብበጀትዓመት 2009 ዓምኣብቲወረዳንዝርከብሴክተርኣብያተግልጋሎትዝዉዕልካብዚንታሕቲዝተዘርዘሩብግልፂጨረታአወዳዲሩክዕድግይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ስተሽነሪ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክጫርት ስለዝደለየ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክ ሰሓርቲ ሳምረ ን 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል: ኤለክትሮኒክስ: ናይ ኤለክትሮኒክስ :መሳርሒ ፅሕፈት ትረሸዋ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሎት 1ናይ ሻራ ባነር ስራሕቲ ሎት 2 አቁሑት ፅሬት ሎት 3 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ