ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን2010 ዓም ቀዳማይ ዙር ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ኤለክሮኒክስ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት መሳርሒ ህንፃ ፈርኒቸር ዕጥቂ ሰፖርት ማለትዉን ሳይክላት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።