ተዓፅዩ

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2010 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ