ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ኤለክትሪክ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ዕጥቂ ስፖርት ሰፔር ፓርት ባህርዛፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2010 3:45 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 20, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ ወይ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ
ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል መትሐዚ ጨረታ ንነፍስወከፍ ማለትዉን ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 19/ 06 /2010 ዓም ክሳብ 11/ 07 /2010 ዓም
ጨረታ 11 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 3:45 ኣብ ሽረ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ 0348903180 /0914780841 /0914148853