ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታትን ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ መደቡ ዝተፋላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ