ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕት ፅሬት መለዋወጢ ኣቁሑት ተሽከርከርቲ መካይን ናይ እስፖርት ናዉትን ዕጥቅን ፡ ሕትመት ኣቁሑት ኢንደስትሪያል ፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮመንት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ በፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከንገዝእ ስለዝደለና ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕደም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታትን ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተወዳዳርቲ ክትቐርቡ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ዳዕፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት የፅህፈት መሳሪያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ