ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Stationery Materialsዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋ ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከይዲ ስራሕቲ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ መሰተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማይ ትቦታታት :ናይ ትቦ መገጣጠሚታት :ናይ ፅሕፈትን : ፅሬትን መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ንናይ ከተምኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት : ንፅሬት ዝሕግዙ ኣቅሑትን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤክትርኒክስ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ