ተዓፅዩ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፍይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋውጢ ኣቅሑ ብገስፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 10, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይተገለፀን
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ