ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይ ማካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላለ
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይ ማካይን መለዋወጢ ኣቕሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን (TIN) ቑፅርን ከቕርቡ ዘለዎም ኮይኑ፣ ሰነድ ጨረታ ብ፪ ቕዳሕ (ሓደ ዋናን ሓደ ቕዳሕን) ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይገበኦም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሚያዝያ 12, 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ንፅሬት ኣቕሑት 500 ብር፣ ንመለዋወጢ ኣቕሑት 1,000 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፤ ናይ ጨረታ መክበሪ ንፅሬት ኣቕሑት 15,000 ብር፣ ንመለዋወጢ ኣቕሑት ድማ 50,000 ብር ብCPO፣ ባንኪ ውሕስና ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ብዕለት 27/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።


ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይ ማካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደሊ::

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number)ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ጨረታብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2. ሰነድ ጨረታ ካብ ሚያዝያ 12, 2018 ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ንፅሬት ኣቅሑት ዘይምሰል 500 ንዓበይትን ኣናእሽተይ መካያን መለዋወጢ ኣቅሑትን ሰነድ ጨረታ ዘይምሰል 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል እዩ፡፡

3. ናይ ጨረታ መከበሪ ንፅሬት ኣቅሑት 15,000.00 ንዓበይትን ኣናእሽተይ መካያን መለዋወጢ ኣቅሑትን ሰነድ ጨረታ 50,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ቸክ ወይ ናይ ባንኪ ውሕሰና ዘለዎ ከድሕዙ ዝክእሉ፡፡

4. ጨረታ ዝዕፀውሉ ዕለት 27/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኮኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡

5. ናይ ጨረታ ሰነድ ብ፪ ኮፒት ሓደ ዋና ሓደ ቅዳሕ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6. ተጨረቲ ዘሸንፎር ኣቅሓ ኦርጅናል ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል


ጨረታ መደብ