ወረዳ እንዳ መኮኒ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንሰላምን ፀጥታን ግልጋሎት ዝትህብ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መኮኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።