ቑ/ፕሮ 54
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑፅሪዕክንም/96./2-3/1/01
ዕለት 18/09/2018 ዓ/ም
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት /ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ናምበር ቫት ተመዝገብቲ እንተዃይንኩም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 21/09/18 ዓ.ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/18 ዓ.ም ሳዓት 80:30 ቀትሪ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልዕ::
2. ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን2ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነዐ ይኸውን
3. ዋጋ ክትመለኡ ከለኹም ስሕተት እንተጋጢሙ አብ ተስተኻኸልዎ ዋጋ ፌርማ ክዓርፎ ኣዎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅር ብዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤትዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብዘይ ዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ
ጥራሕ ይኸውን
7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ
8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ፣ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኸፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታትይካአል
ናይ መኪና ጎማ
| ተ.ቑ. | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ብርድስቶን ጎማ ተዩፕ | 255/70 R17 A/T002 | ብቑ | 3 | |||||