ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳሬክቶሬትዳሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንታ.ቁ 02021ትግ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳሬክቶሬትዳሬክተር ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ር ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንታ.ቁ 02021ትግ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብስክሌት ተወዳደርቲ ንውድድር ዝጥቀሙለን ሳይክላት ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብስክሌት ተወዳደርቲ ንውድድር ዝጥቀሙለን ሳይክላት ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንቤት መዛገጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መላወጢ አቁሑት ዕድጊት ንምፍፃም ን2018 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቤት መዛገጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መላወጢ አቁሑት ዕድጊት ንምፍፃም ን2018 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ሰፔር ፓርት ብምልጣፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ሰፔር ፓርት ብምልጣፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ግልጋሎት ዝውዕል መኪና መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 8, 2018 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳሬክተር/ዕደጋን/ንብ/ምም/ርን ካብመደበኛ በጀት 2018 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳሬክተር/ዕደጋን/ንብ/ምም/ርን ካብመደበኛ በጀት 2018 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2018 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል CE 100 L ዝኾነት ተሽከርካሪት /መኪና/ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞዴል CE 100 L ዝኾነት ተሽከርካሪት /መኪና/ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ