ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሽሑ ናይ አይሱዙ ክሪን ገልባጢት ሞተር ቁፅሪ 4 kh140039772 ቻንሲ ቁፅሪ LWLGA1G3FL060962 ናይ ተሽከርካሪ ሞዴል JGAB2L184 መኪና መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲ ሹ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።