ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፒር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 10:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ዘፈር ቁጠባን ወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን : ዘይትን ቅብኣትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ 15000 ብር : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን 2000ብር :ዘይትን ቅብኣት 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋናይ መኪና ጎማ 100 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ዘይትን ቅብኣት ብነፃ
ዝወፀሉ መዓልቲ