ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ንኮምፕተራይዝ ኣካዉንቲንግ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅዕንን ከሰልጥንን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ፍረወይኒ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።