ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትካላትና ማለት እውን ደስታ በርሀ ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኖቤል ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣቢያ ካራ ዓዲ ሻዎ ቁሸት ኣራዳ ማንጉዶ ብቁዕ ሓይሊ ሰብን ዘተኣማምን መሓውር ንዘለዎም ሕጋውያን ናይ ሓለዋ ትካላት ሙሉእ ሓላፍነት ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france :food house hold and santetion items ጨረታ ኽትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ኩርቱ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን : ናይ ፅሬት ጎንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ መምረትን መከፋፈልን ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ንሓሚዳይ ንዝርከብ ቢሮን ስቶርን ዝሕልዉ ዋርድያታት ምስ ዘቕርብ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ትካል ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኩባንያና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብዕደጋ መሕተቲ ሰነድ ቑጽሪ 466308 ዝተሓተተ ዝተፈላለዩ ናይ ድሕነት መከላከሊ/Safety Materials / ኣቑት ዝርዝር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦትን ካሊእ ሐለዋ ዘድልዩ ናይ ሐለዋ ስራሕቲ በቅዓት ዘለዎም ናይ ሲክሪቱ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ