ተዓፅዩ

ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ሐደሽትን ዘገልገሉን ንመሸጣ ዝዉዕል ንብረታት ሐደ ትቦ ማይን መገጣጠሚን ክልተ ሶፍተ ስታተር ስዊች ቦርድ ሰለሰተ ጀነሬተር ኣርባዕተ ገመድ ኤሌክትሪክ ኬብል ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ