Closed
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ትግራይ መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቐሪ ዝኾነ ቀፅሪ ግቢ ዝርከብ ባህር ዛፋ አሪቱ ክሸይጭ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ