Closed
ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።