ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ሚዲያ ፕሮዳክሽን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ሚዲያ ፕሮዳክሽን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ናይ ሕትመት ኣቁሑትንናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ናይ ሕትመት ስራሕቲግራፊክስ ዲዛይን ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን "ፋሲካ ኤክስፖ 2018 " ሰላም ንምትእስሳር ንግዲ ብዝብል ቴማ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 01 ሚያዝያ 2018 ዓ/ም ተሳተፍቲ ባዛር(Exhibitors) ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሸፊኖም ኣተኣላሊሾም ከቐርቡልና ዝኽእሉ መተሓባበርቲ ፕሮሞተራት(Promoters) ወይ መተኣላለሽቲ ተሳተፍቲ(Sales Agents) ኣወዳዲረን ክቖፅራ ይደልያ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ኢቨንት ምዝግጃው ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን "ፋሲካ ኤክስፖ 2018 " ሰላም ንምትእስሳር ንግዲ ብዝብል ቴማ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 01 ሚያዝያ 2018 ዓ/ም ተሳተፍቲ ባዛር(Exhibitors) ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሸፊኖም ኣተኣላሊሾም ከቐርቡልና ዝኽእሉ መተሓባበርቲ ፕሮሞተራት(Promoters) ወይ መተኣላለሽቲ ተሳተፍቲ(Sales Agents) ኣወዳዲረን ክቖፅራ ይደልያ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ኢቨንት ምዝግጃው ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ኣብይ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኢቨንት ምዝግጃው ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ኣብይ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማ ካብ ዋን ወሽ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ ዳማሪያም ዝረከባ ዝዉገዳ መካይንን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ክክፈል ዝክልእ ትካል ብምድብ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማ ካብ ዋን ወሽ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ ከምእዉን ኣብ ዳማሪያም ዝረከባ ዝዉገዳ መካይንን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ክክፈል ዝክልእ ትካል ብምድብ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ቢልቦርድ ስራሕቲ ኣብ ብዝተጠቐሳ ሳይት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከስርሕ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 1, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ቢልቦርድ ስራሕቲ ኣብ ብዝተጠቐሳ ሳይት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከስርሕ ይድሊ።