ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ናይ ፅቋር ደፍተር/ Saving Book/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ሕትመት ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 20, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ ሕትመት ዉፅኢታት፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፡ ዝተፈላለዩ ናዉትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ _ ኣክሰሰሪን ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጉዳይ ምነኣሰይን ስፖርትን ክትግራይ ናይ መኪና ጎማን ሕትመትን ብፕሮፎርማ አወዳዳሪ ከየን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2017 11:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ኣቅሑትን ባትርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ናይ ሕትመት ስራሕቲ ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ::