ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ሕትመት ክተሓትም ስለዝደለየት ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ሎት ሸዉዓተ ሎት ሸሞንት ብር 6000 ቅርሺ ሎት ሓሙሽተ ሎት ሽድሽተ ብር 15000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ