ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፅሬት አቁሑት: ስፖርት ዕጥቂ : ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ Maichew
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።