ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንደ/ከ/ስዝ/ ርክብ ህዝቢ ግልጋሎት ዝዉዕል መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም
3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም
4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ
5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል
6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 29/12/2011ዓ/ም ክሳብ 01/13/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/13/2011ሰዓት 10፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፀሪ 03 44 41 52 91 ደዊልኩም ምሕታት ይከእሉ