ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣ናይ ሸቀጣ ሸቀጥ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መስተታት ፣ ዝተፈላለዩ ጨርቅታት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና ጎማን ካላማደርያን ፊልትሮ ዘይትን ናፍጣን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና፣ ሕትመት ስራሕቲ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ናይ ቲተር ክቢ ማህተምን ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ር/ህ/መ ወ/ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መኪና ስፔርን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ጥሙር ዕዲጊት ንቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ሕትመትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ ሽልማት ሰርቴፊኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2012 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሕትመትን፣ /ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ዝኮንኩምን ዘይኮንኩምን/ ክትሳተፉ ትክእሉ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ቡክሌት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ