ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዓመታዊ መፅሓፍ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክሕትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011/12 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ Tin : VAT ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::

4 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ምዉሳድ ይካኣል ካብ 20/02/2012 ዓ/ም ክሳብ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0342 40 01 29 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s