ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ሳሙና፣ ሕትመት ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ባይቶና መፅሓፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታት ኣጎልግሎት ንምርካብ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ሎት1 ቦጥ መኪና ዝስተ ማይ ተምፅእ ሎት2 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ ሎት3 ዝተለዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ሎት 4 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ዉልቀ ጋራዥ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፅን ዘለዎም ሎት 5 ጀነሬተር ናይ ማይ ንምፅጋን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ንምርካብ ብሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ፣ ማይ ቦጥ ዝተሓከመ ማይ ረሳሕ ፈሳሲ ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒን ፣ መቐለ ዙርያ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ፣ ሓለወ /ኣዉትሶርስን/ /ጋራዥ / ደረቕ ፅንፀይቲ መካይን ፅገና ናይ ሓደጋ ምኽልኻል ሲሊንደር ምምላእ / ደረቅ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቅራብ ፣ ስጋ እንቃቅሖ ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓላዋ ጋራዥ መካይን ፅገና ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ባነር ብካሬ ሜትር በዝሒ 213/

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s