ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ግልጋሎት ተዛመድትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ብተወሳኺ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት
4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52/ 03 42 40 65 94