ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ሰራሕተኛታት መታወቅያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ከተማ እንዳባጉና ናይ 2013ዓ/ም ሱሩዕ በጀት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ አንዳባጉና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሕታት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ን ናይ ሕትመት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክሐትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2013 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተሕትም ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2013 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2013 8:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s